ምርጫ

Mar 17
1 min read
ኩሉ እትገብሮ ኣብ ምርጫታትካ ዝተመርኮሰ እዩ።
ወለድኻ፡ ሕሉፍ ዝምድናታትካ፡ ስራሕካ፡ ቁጠባኻ፡ ኩነታት ኣየር፡ ግርጫታትካ፡ ወይ ዕድመኻ ኣይኮኑን ተሓተትቲ።
ኣብ ነፍሲ ወከፍ እትገብሮ ውሳነን ምርጫን ንስኻን ባዕልኻን ጥራይ ኢኹም ተሓተትቲ።

Comments