ንነብስኻ ይቕረ በለላ!

Mar 8
1 min read
ንነብስኻ ይቕረ በለላ!
ኣብ መስትያት ቜምካ ናብ ነብስኻ ጠምት እሞ — ዋላ’ውን ቃላትካ እናተሸራረፉ
"ይቕረ እብለልኪ ኣለኹ።" በላ
"ስለ ዘይፈለጥኪ፡ ይቅረ ይኹንኪ
ስለ ዝኣመንኪ፡ ይቅረ ይኹንኪ
ስለ ዝፈተንኪ፡ ይቅረ ይኹንኪ
ነቲ ኣብቲ እዋን እንኮ ዝፈለጥክዮ መገዲ ሓሪኺ፡ ብህይወት ስለ ዝሰርርኪ፡ ይቕረ ይብለልኪ ኣለኹ!

ንነብስኻ ይቕረ በለላ!
ኣብ መስትያት ቜምካ ናብ ነብስኻ ጠምት እሞ — ዋላ’ውን ቃላትካ እናተሸራረፉ
"ይቕረ እብለልኪ ኣለኹ።" በላ
"ስለ ዘይፈለጥኪ፡ ይቅረ ይኹንኪ
ስለ ዝኣመንኪ፡ ይቅረ ይኹንኪ
ስለ ዝፈተንኪ፡ ይቅረ ይኹንኪ
ነቲ ኣብቲ እዋን እንኮ ዝፈለጥክዮ መገዲ ሓሪኺ፡ ብህይወት ስለ ዝሰርርኪ፡ ይቕረ ይብለልኪ ኣለኹ!
Comments