top of page
ተቋደስቲ ትሕዝቶታት
ኣተና ሜድያ ኽትኮኑ
ብኽብሪ ንዕድም!
ኣተና ሜድያ ኣብ ታሪኽ፡ፍልስፍና፡ ስነ-ልቦና፡ ስነ-ፍልጠ ትን ዓሚቊ ልቦና ዝሓዘሉ ትርጉም መጻሕፍትን ዘተኵሩ ቪድዮታት የቅርብ። ነዞም ትሕዝቶታት ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ዝርዝር ክትድህስሱ ንዕድም።

39:13
ኣተና ሜድያ ATHENA MEDIA
ትረኻ I didn't do it for you! ስለኹም ኣይገበርክዎን! Part-25: ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ተመርኵሱ ብሚከላ ሮንግ ዝተጻሕፈ
“ታሪኽ በቶም ዝሰዓሩ እዩ ዝዝንቶ፡” ክበሃል ልሙድ እዩ። እዚ ግና ወትሩ ሓቂ ድዩ?
በታ ተባዕን ዘይወገናዊትን፡ ብሪጣንያዊት ኢጣልያዊት ጸሓፊትን ጋዜጠኛን ሚከላ ሮንግ፡ ኣብ ታሪኽ ሃገረ ኤርትራ ኣተኵራ ዝተጻሕፈት I Didn't Do It For You ወይ “ንስለኹም ኣይገበርክዎን”፡ ነዚ ኣረዳድኣ ትልውጥ መጽሓፍ እያ።
I Didn't Do It For You፡ ተራ መጽሓፍ ኣይኮነትን።
ወግዓዊ ተረኻት (ወይ ከም ዉሁብ ዝውሰዱ ኣረኣእያታት) ትብድህ፡
ዝበዝሑ ክሓትዎ ዘይደፍሩ ሕቶታት ትሓትት፡
ታሪኽ ንዝረስዓ ንእሽቶ ኣፍሪቃዊት ሃገር ካብ መዓሙቃ ትብርብር፡
I Didn't Do It For You
ዛንታ መግዛእታዊ ጥሙሕ፡ ገድሊ፡ መስዋእትን፡ ክቱር ወልፊ ስልጣንን እያ!
ኤርትራ ንምንታይ እያ ፍሉይን ዝተሓላለኸን ታሪኽ ትውንን?
ኣብ እዋናት ባዕዳዊ መግዛእቲ ዘጋጠመ፡ ብልክዕ እንታይ እዩ?
ድሕሪ መሪር ብረታዊ ቃልሲ ዝተረኽበ ናጽነትከ ነቲ ስቅያት ኣኽቲምዎዶ? ወይስ መጀመርታ ናይ ካልእ ስቅያት እዩ?
ዋና እቲ ሓቂኸ መን እዩ? ነቲ ታሪኽ መን እዩ ዋንኡ?
ህዝባ ዝኸፈሎ ሓቀኛ ዋጋኸ እንታይ እዩ?
እዚ ቀሊል ዛንታ ሓቅን ሓሶትን፣ በዳልን ተበዳልን፣ ወይ ዕዉትን ስዑርን ኣይኮነን!
ዛንታ ግሪምቢጥነት፣ ዛንታ ኵርዓትን ቃንዛን፣ ዛንታ ተስፋን ስቕታን እዩ!
ንልዕሊ 30 ክፋላት ዝቅጽል ትረኻ I Didn't Do It For You!
Sound Track: Amazing Grace 2011 - Classical Whimsical by Kevin MacLeod is licensed under a Creative Commons Attribution 4.0 license. https://creativecommons.org/licenses/by/4.0/
www.athenawisdomhub.com
Amazing Grace 2011 - Classical Whimsical by Kevin MacLeod is licensed under a Creative Commons Attribution 4.0 license. https://creativecommons.org/licenses/by/4.0/
#Ididnotdoitforyou #michelawrong #eritreanmovi #habesha #athenabooks #tigrignamovies
Thomas Berhe
ቶርጓሚ፡ ቶማስ በርሀ
Musie Girmatsion
ተራኺ፡ ሙሴ ግርማጽዮን

35:32
ኣተና ሜድያ ATHENA MEDIA
ትረኻ I didn't do it for you! ስለኹም ኣይገበርክዎን! Part-24: ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ተመርኵሱ ብሚከላ ሮንግ ዝተጻሕፈ

30:26
ኣተና ሜድያ ATHENA MEDIA
ትረኻ I didn't do it for you! ስለኹም ኣይገበርክዎን! Part-23: ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ተመርኵሱ ብሚከላ ሮንግ ዝተጻሕፈ
“ታሪኽ በቶም ዝሰዓሩ እዩ ዝዝንቶ፡” ክበሃል ልሙድ እዩ። እዚ ግና ወትሩ ሓቂ ድዩ?
በታ ተባዕን ዘይወገናዊትን፡ ብሪጣንያዊት ኢጣልያዊት ጸሓፊትን ጋዜጠኛን ሚሸላ ሮንግ፡ ኣብ ታሪኽ ሃገረ ኤርትራ ኣተኵራ ዝተጻሕፈት I Didn't Do It For You ወይ “ንስለኹም ኣይገበርክዎን”፡ ነዚ ኣረዳድኣ ትልውጥ መጽሓፍ እያ።

33:10
ኣተና ሜድያ ATHENA MEDIA
ትረኻ I didn't do it for you! ስለኹም ኣይገበርክዎን! Part-22: ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ተመርኵሱ ብሚከላ ሮንግ ዝተጻሕፈ

bottom of page